Informatie over corona in het Tigrinya
Tigrinya
ሰላም ከመይ ዊኢልኩም የሕዋት አዚ ዝስእብ ሓበሬታ ትርጉም ብጽሙቕ ዝበለ
#####⨳
ነዘርላንድስ ሓዲሽ ሕጊ ብዛአባ ኮረና ባይረሰ አጽዲቓ
ሓሙስ 12 መጋቢት 2020 ንሚኒስተር ሩተን ንሚኒስተር በራውን አብ ዝሃብዎ መግለጺ ብዛእባ ምስፍሕፋሕ ኮረና ባይረስ ኣዞም ዝስእቡ ቅድመኩነተ ሕጊ አሕሊፎም
~ ኩሉ አብ ነዘርላንድስ ዝቖመጥ ሰአል, ረስኒ ቃንዛጓረሮ ዝተሰመዓና ምስ ሰባት ዘሎና ርክብ ከነውሕድን ብዝተካእለ አብ ገዛና ክንኸውንን ናይ ቀረባ ሓኪምና ቴለፎን ክንዲውሊን ክንውከስን አሎና
~ብዝተካኣለና ካብ 100 ኒላአሊ ምትእኽኻብ ከነወግድን ።ናይ ምዝንጋአ ንቦታታት ከም ሲነማ : ትያትር: ስቦርትኽለባትን ግጥማትን ኽቓረጽ :
~ ሰራሕተናታት አብ ገዝኦም ኮይኖም ክሰርሑ። አብ ፋሉይ ኣገልግሎት ዝሰርሑ ከም ሐካይም አብ ላአሊ ዝተጠቕሱ ንምልክታት ተተሰሚኡዎም አብ ገዛ ክኾኑን ምስ ስራሕኩም ክተዘራረቡን
~ላእለዋይ ትካላት ትምህቲን ዩኒበርስቲን online ክካፈሉ።
~መባእታን ማእከላይ ቤት ትምህቲን መዋእለ ህጻናትን ከም ቀደሙ ኩፉት እዬ። ምክንያቱ አብዚኤን ትካለትን ቖሉአትን ብደረጃ አለም ዉን ውሑድ መልከፈቲ ዝረኤ ዘሎን። ረስኒ ቃንዛ ጎረሮ ሰአል ንዘለዎ ቖልአ ግን አብ ገዝኡ ንክኸውን አለዎ
እዚ ሕጊ ክሳብ 31 መጋቢት 2020 ይጸኒሕ።
Nico Evers
Sociaal werker, vluchtelingenwerk
Aandachtsgebied : Vluchtelingenwerk
Mail : n.evers@figulus-welzijn.nl
Tel / App : 0543-473993
Ghaidaa Gherra
Cultureel vertaler
Aandachtsgebied : Vluchtelingenwerk
Mail : g.gherra@figulus-welzijn.nl
Tel / App : 06 36378761
Ella Sankowska
Sociaal werker
Aandachtsgebied : Vluchtelingenwerk
Mail : e.sankowska@figulus-welzijn.nl
Tel / App : 0543-473993
Dilsoz Amin
Cultureel vertaler
Aandachtsgebied : Vluchtelingenwerk
Mail : d.amin@figulus-welzijn.nl
Tel / App : 06 23179188